Send your response to the event organizer by entering your personal information, choosing your response and pressing OK.
Thursday, April 3, 2025, 1 – 2pm PDT
ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ ( ዎርክ ሾፕ) ብዛዕባ ኣጸሓሕፋ ጽሬት ዘለዎ መመልከቲንዝኾነ ስራሕ ንምድላይ እቲ ቐንዲ አገዳሲ ናይቲ ስራሕ አስራሒ ዘለዎ አረኣእያ ፈሊኻ ምርዳእ እዩ። አብዚ ቤት ዕዮ (ዎርክሾፕ) ስራሕ አስራሕቲ ናይ ስራሕ ማመልከቻ ከመይ ከምዘንብብዎ ብምርዳእ ናታቶም ድልየት ንምምላእ እንታይ ኣይነት ምድላዋት ክትገብሩ ከምዘለኩም ፍልጠት ክህልዎኩም ይገብር።መመልከቲ ወረቐትን (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ምድላው ዕዉታት ደለይቲ ስራሕ ፡ ግዜ ወሲዶም ኣስራሕቲ እንታይ ከም ዝደልዩ ይመሃሩ ። ካብቲ ንስራሕካ ንምድላይ ተባሒሉ ዝስራሕ ኣርባዕተ ቀንዲ ነጥብታት: ንሓደ ስራሕ ክመርጽ ዝደሊ ኣስራሒ ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ: እንታይ ከም እትፈልጥን እንታይ ከም እተቕርብን ተምሃር ። ኣስራሕቲ ንምስሓብን ዝያዳ ቃለ-መጠይቕ (Interview) ንምግባርን ፡ ክእለትካ ፡ ፍልጠትካን ኣየናይ ንብቕዓትካ ዝገልጽ መመልከቲ ወረቐትን (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ተምሃር ።
Note: Name and email address will be shared with the event organizer.
Already registered? Sign in with the same account you used to register or click update registration.