When

Thursday, October 23, 2025, 1 – 2pm PDT

Where ናብዚ Workshop መራካቢ ንምቕባል በጃኩም: ስም: ኢሜልኩም ከምኡውን ተለፎን ቁጽር ናብዚ አሜይል አድራሻ (tgiday@esd.wa.gov) ይልኣኩ
RoomZOOM - Tigrigna language
Contact NameGiday, Taare
Contact Emailtaare.giday@esd.wa.gov
Workshop Language OptionEnglish
Additional Informationንዘደልይ ነገራት ዝምልከት ሕቶታት ጥራይ፡
ኣብዚ ዝዋሃብ ስልጠና ዘድልይ ሓገዝ ንምርካብ ምስ  Giday, Taare, በዚ ዝስዕብ  ኢመይል  tgiday@esd.wa.gov ተራኸቡ። ንዘደልይ ነገራት ሕቶ ክተቕርቡ እንከለኹም በጃኹም ብዝተኻኣለ መጠን፤ እንታይ ከምትደልዩን፤ ስምኩምን ፤ ትነብርሉ ኸተማ ስም ብዝርዝር…
Event RegistrationSign Up Required
Approved Unemployment Insurance (UI) Job Search ActivityYes
Description

ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ናብቲ ወርክ ሾፕ (Workshop) ከይድኩም ቕድሚ ምስታፍኩም ኣቕዲምኩም ናብ WorkSourceWA.com ብምኻድ ናይ ኢንተርኔት መለለዪ አካውንት ይኽፈቱ።
ቕድሚ ምምዝጋብኩም እውን እዞም ዝስዕቡ ነገራት ከምዘለኩም አረጋግጹ፤ ኮምፒዩተርን ናይ ኮምፒዩተር ሲስተም ከምኡውን ናይ ኢንተርኔት ሲስተም ክህልወኩም ይግባእ;
አብቲ ዝግበር ናይ ወርክ ሾፕ ናይ ቬዲዮን ናይ ብድምጽን ኮንፍረንስ ስለዝግበር ንዑዑ ንምግባር ዝኽእል  ዘተኣማምን ናይ ኢንተርኔት WiFi  ርክብ ክህልወኩም ይግባእ። ናብ ናይ Zoom ከመይ ገይርኩም ርክብ ከምትገብሩ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ናቢዚ ይኺዱ zoom.us
ኣብዚ ናይ ተሳተፍቲ መዝገብ ዝርዝር ክህልወ እዩ። ሓደ ዝተመዝገብ ተሳታፋይ አብዘይርከበሉ እዋን ብቐጥታ ካብቲ መዝገብ እቱይ ቐጺሉ ዘሎ ተረኛ ተሳታፊ ክሳተፍ ኽግበር እዩ።
ኣብዚ ፕሮግራም ንኽትሳተፉ ክትምዝገቡ እንከለኹም፡ በጃኹም ኣብታ (Workshop) ንመጀመርታ እዋን ንምምዝጋብ ዝተጠቀምኩሉ ሓደ ዓይነት ስምን ኢመይልኩም ተጠቐሙ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ  ምስቶም ናይዚ ፕሮግራም መዳለውቲ ተራኸቡ።

Welcome to Event Actions

This service allows event publishers to easily add features such as “Add to my calendar,” “Foward to friends,” and “Email me event info” to their event web sites. Event Actions supports many popular online and desktop calendars as well as the iCalendar standard.