Send your response to the event organizer by entering your personal information, choosing your response and pressing OK.
Thursday, April 17, 2025, 1 – 2pm PDT
ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ናብቲ ወርክ ሾፕ (Workshop) ከይድኩም ቕድሚ ምስታፍኩም ኣቕዲምኩም ናብ WorkSourceWA.com ብምኻድ ናይ ኢንተርኔት መለለዪ አካውንት ይኽፈቱ።ቕድሚ ምምዝጋብኩም እውን እዞም ዝስዕቡ ነገራት ከምዘለኩም አረጋግጹ፤ ኮምፒዩተርን ናይ ኮምፒዩተር ሲስተም ከምኡውን ናይ ኢንተርኔት ሲስተም ክህልወኩም ይግባእ;አብቲ ዝግበር ናይ ወርክ ሾፕ ናይ ቬዲዮን ናይ ብድምጽን ኮንፍረንስ ስለዝግበር ንዑዑ ንምግባር ዝኽእል ዘተኣማምን ናይ ኢንተርኔት WiFi ርክብ ክህልወኩም ይግባእ። ናብ ናይ Zoom ከመይ ገይርኩም ርክብ ከምትገብሩ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ናቢዚ ይኺዱ zoom.usኣብዚ ናይ ተሳተፍቲ መዝገብ ዝርዝር ክህልወ እዩ። ሓደ ዝተመዝገብ ተሳታፋይ አብዘይርከበሉ እዋን ብቐጥታ ካብቲ መዝገብ እቱይ ቐጺሉ ዘሎ ተረኛ ተሳታፊ ክሳተፍ ኽግበር እዩ።ኣብዚ ፕሮግራም ንኽትሳተፉ ክትምዝገቡ እንከለኹም፡ በጃኹም ኣብታ (Workshop) ንመጀመርታ እዋን ንምምዝጋብ ዝተጠቀምኩሉ ሓደ ዓይነት ስምን ኢመይልኩም ተጠቐሙ።ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ምስቶም ናይዚ ፕሮግራም መዳለውቲ ተራኸቡ።
Note: Name and email address will be shared with the event organizer.
Already registered? Sign in with the same account you used to register or click update registration.